ናይጄርያ

  1. ብረት ዝሓዘ ዕጡቕ

    እተን ኣዴታት መብዛሕትአን ቖልዑት ዘዕብያ ዝነበራ ምዃነን ክግለጽ እንከሎ፡ ብ8 ሰነ 2021 ካብ ግዝኣት ዛምፋራ ዝተጨወያ’የን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ነፋሪት ውግእ

    ኣብራሪ ሌተናል ኣባዮሚ ዳሪዮ ከይማረኽ ዓርሱ ናይ ምድሓን ስጉምቲ ብምውሳድ ከምልጥ ምኽኣሉ እውን ተሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ግዳይ ብምኽንያት ኣብ ሞንጎ ተወላዲ ፉላኒን ደቀ'ባት ጉማን ብዝተላዕለ ዝሞተ ውልቀሰብ፤ 11 ጥሪ 2018

    ኣብዛ ሃገር ዳርጋ ኣብ ኩሉ ኩርናዕ ካብ ጭውያ ክሳብ መጥቃዕታት ግብረ ሽበራ ዝፍጸሙ ገበናትን ናዕብን መሊኦም። 32.5 ሚኢታዊት ሽቕለት ኣልቦነት ኣሎ፤ እታ ሃገር ከኣ ኣብ ውሽጢ 27 ዓመታት ካብ ሞንጎ ዝተራእያ ዝኸፍአ ቑጠባዊ ዝሕታለ ዘርኣያ ሃገራት ሓንቲ'ያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ባህላዊ መድሃኒት

    ካብ ሞንጎ በቲ መድሃኒት ዝሞቱ ኣባላት ስድራቤት እቲ ብዕድመ ዝንኣሰ ቖልዓ ክልተ ዓመት ኮይኑ እቲ ዝዓበየ ድማ ወዲ 40 ዓመት ምንባሩ ፖሊስ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣቡባከር ሼካው

    ናይጀርያዊ ጂሃዳዊ ጉጅለ ቦኮ ሓራም መራሒኡ ከምዝተቐትለ ዘረጋግጽ ቪድዮ ኣውጺኡ። እቲ ቦኮሓራም ዘውጽኦ ቪድዮ፡ ኣቡባከር ሸኩ ብሂወት ከምዘየለ ዝሕብር'ዩ ተባሂሉ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ትራምፕ

    ትዊተር ‘ንመምርሕታተይ ኣየኽበረን’ ብዝብል ብፕረዚደንት ቡሃሪ ንዝተጠቅዐ መልእኽቲ ስለዝኣለየ እዩ ኣብ ሞንጎ እቲ ማሕበራዊ መራኽብን መንግስቲ ናይጀርያን ዘይምቅዳው ዝተፈጠረ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ቲቢ ጆሽዋ

    ቴምቲዮፔ ባሎጎን ጆሽዋ ወይ ቲቢ ጆሽዋ ብዝብል ዝጽዋዕ እቲ ሰባኺ ብዙሕ ተኣምራት ከም ዝገብር ይዛረብ። ካብ ንዓይነስውራን ክርእዩ ምግባር ክሳብ ካብ ኤችኣይቪ ምፍዋስ ዝኣክል ተኣምራት ከም ዝገብር ይንገረሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣቡባከር ሼካው

    መራሒ ናይቲ ኣብ ናይጄርያ ዝርከብ ዕጡቕ ጉጅለ ቦኮ ሓራም ኣቡባከር ሼካው ንርእሱ ከምዝቐተለ፡ መነሓንሕቲ ቦካሓራም ዝኾነ እስላማዊ ግዝኣት ምዕራብ ኣፍሪቃ (Iswap) ገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ፕረዚደንት ናይጀርያ

    ናይጀርያ ንትዊተር ክትእግድ ዝኸኣለት፤ ፕረዚደንት ሙሓማዱ ቡሃሪ ንመምርሒታት እቲ ማሕበራዊ መራኸቢ ዝጥሕስ ትሕዝቶ ጠቂዑ ብዝብል ነቲ ትሕዝቶ ምስኣለዮ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ትዊተር

    መንግስቲ ናይጀርያ ምስ ምእላይ ጽሑፍ ፕረዚደንት ናይጀርያ መሓመድ ቡሃሪ ተዛሚዱ ትዊተር ካብ ናይጀርያ ከምዝእገድ ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next