ቡርኪናፋሶ

  1. ሰራዊት ፈረንሳ፡ ብስለያ ናይ ኣመሪካ እናተሓገዝ ኣብቲ ዞባ ንዓመታት ንጅሃዳውያን ጉጅለታት ኣብ ምህዳን ክምዝርከቡ ይፍለጥ

    ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክረን ብትዊተር ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ቅትለት ሓላፉ ኣይሲስ ኣብ ሳህራ ኣድናን ኣቡ ዋሊድ ኣለ ሳህራዊ "ኣብ ሳህለ ሳህራ ኣንጻር ግብረሽበራውያን ኣብ ዝግበር ቃልሲ ዓቢ ዓወት እዩ" ኢልዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣብ ቡርኩናፋሶ

    ትማሊ ሰኑይ፡ ኮማንዣሪ ኣብ ዝተብሃለት ክልል'ታ ሃገር ፡ ኮዲል ኣብ እትበሃል ቁሸት ብርክት ዝበሉ ዕጡቓት መጥቃዕቲ ከምዝፈጸሙ ሓደ ካብ ኣማሓዳርቲ እቲ ከባቢ ተዛሪቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሓወልቲ ቶማስ ሳንካራ

    ኣብ 1983 ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ዝጨበጠ ሳንካራ፡ ነታ 'ኣፐር ቮልታ' ዝብል መግዛእታዊ መጸዊዒ ዝነበራ ሃገሩ፡ ቡርኲናፋሶ (ምድሪ ቅኑዓት ሰባት) ዝብል ስም ዝሃበ ምዃኑ ታሪክ'ታ ሃገር ይሕብር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣብቲ ዞባ ዋላ እኳ ጽዑቕ ወተሃደራዊ ስርሒታት ይካየድ እንተኾነ፡ ጃሃዳውያን ዕጡቓት ዘውርድዎ ዘለዉ መጥቓዕትታት'ውን ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ እዩ ዝዛይድ ዘሎ

    ኣብቲ ዞባ ዋላ እኳ ጽዑቕ ወተሃደራዊ ስርሒታት ይካየድ እንተኾነ፡ ጃሃዳውያን ዕጡቓት ዘውርድዎ ዘለዉ መጥቓዕትታት’ውን ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ እዩ ዝዛይድ ዘሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ክስታት ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ክቐርብ ጸኒሑ እዩ

    ኣሜሪካ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ዝርከባ ሃገራት ሳሕል ሰብኣዊ መሰላት ምጥሓስ እንተቐጺለን ሓገዛ ከም እተቋርጽ ኣጠንቂቓ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ቡርኪና ፋሶ

    መንግስቲ ቡርኪና ፋሶ ኣብቲ ዞባ እናወሰኸ ይመፅእ ዘሎ መጥቃዕቲ ኣኽረርቲ ሓይልታት ንምግታእ ዜጋታቱ ከዕጥቕ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣባላት ፓሊስ ኣብ ሰሜን ፉርኪና ፋሶ ኣብ ሓለዋ 2018

    እቶም ብረት ዝዓጠቑ ጉጀለ፡ ኣብ ሓደ ዕዳጋ 32 ሰባት ክቐትሉ እንለው፡ ኣብ ካልኦት 4ተ ዓድታት'ውን መጥቃዕቲ ከምዘካየዱ ክፍለጥ ተኻኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣባላት ፓሊስ ኣብ ሰሜን ፉርኪና ፋሶ ኣብ ሓለዋ 2018

    ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ቡርኪናፋሶ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፡ ኣብ ሸውዓተ ሞተር-ብሽክሌታታት ዝተወጥሑ ዕጡቓት ናብ ሓደ ናይ ሰንበት ቅዳሰ ዝካየደሉ ዝነበረ ቤተ ክርስትያን ብምኻድ ፈጺሞሞ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ወተሃደር ቡርኪናፋሶኣብ ዞባ ሱም ሓለዋ እናኣኻየደ

    ፕረዚደንት ቡርኪና ፋሶ ሮች ማርክ ክርስተሰያን ካቦረ በቲ ኣብ ልዕሊ እቶም 35 ሰባት ዝበጽሐ መጥቓዕቲ ሓዘኑ ብምግላጽ፡ ኣብታ ሃገር ንክልተ መዓልቲ ዝጸንሕ ናይ ሓዘን መዓልቲ ኣዊጁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣብ ጥቓ ከተማ ጎሮም ጎሮም ዝተመደቡ ሰራዊት

    እዚ መጥቃዕቲ፡ ብርክት ዝበሉ ኣብ ሰሜናዊ ቁሸት ሳልሞሲ ዝነብሩ ሰባት፡ ካብ መረበቶም ክመዛበሉ ምኽንያት ኮይኑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next