ካባቢ

  1. ተሓለቕቲ ሓለዋ ከባቢ

    ኣስታት ሲሶ እቶም ቅትለታት ምስ ከም ምቑራጽ ኣግራብ፣ ዕደና፣ ገዘፍቲ ዓውዲታ ሕርሻ፣ ግድባት ሃይድሮኤሌክትሪክን ካልኦት ስራሕቲ መሰረተ ልምዓትን ዝኣመሰሉ ምዝመዛ ሃፍቲ ተፈጥሮ ዝተኣሳሰሩ እዮም፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ዝሞቱ ኣቡሳላማ ኣብ ገማግም ደሴት ባዛሩቶ

    ኣቡሳላማ ኣብ ሓደጋ ኣብ ዝኣትውሉ እዋን፡ ንመራሒኦም ተኸቲሎም ናብ ገማግም ከምዝጽግዑ ይፍለጥ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፡ 52 ዝሞቱ 'ዶልፊናት' ኣብ ገማግም ደሴታዊት ሃገረ ሞሪሽየስ ተረኸቦም ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ጫካ ኣማዞን

    ተራመርቲ፡ ፕሬዝደንት ጄር ቦልሶናሮ ኣብ 2019 ናብ ስልጣን ካብ ዝመጽእ ኣትሒዙ እቲ ጫካ ዝበጽሖ ሓደጋታት ከም ዝወሰኸ ይገልጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. 'ኤፍ-ኤስ-ኦ ሴፈር' ተባሂላ እትጽዋዕ ታንከር ካብ ላዕሊ

    እቲ ነዳዲ ናብ ባሕሪ እንተፈሲሱ፡ ነቲ ዘይተበከለ ተባሂሉ ዝግለጽ ቀይሕ ባሕሪን ዕቑር ጸጋታቱን ዓቢ ጉድኣት ከውርድ ከምዝኽእል ኪኢላታት የጠንቅቑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሰራሕተኛታት ምድሓን ነብሲ ኣብ ኣለሻ ዝተቐበሩ ወተሃደራት - 18 ጥቅምቲ 2020

    ኣብ ቬትናም ብሰንኪ ከቢድ ውሕጅ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምህማም መሬት 22 ወተሃደራት ከምዝተቐበሩ ተገሊጹ። ዛጊድ ድማ ኣስከሬን ናይቶም 11 ምውጻእ ተኻኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሓረስቶት 'እንቦጭ' እናመሓዉ

    ኣብ ቀላይ ጣና ንዘሎ ጻህያይ 'እምቦጭ' ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ንምጥፋእ ዘኽእል ወፍሪ ካብ ጽባሕ ሰኑይ ክጅመር'ዩ ተባሂሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣንበጣ

    ኣብ ደቡብ ትግራይ: ብፍላይ ኣብ ራይ ጨርጨርን ራይ ኣላማጣን ኣብ ዝፈረየ ምሸላ ዕንወት ዘብፀሐ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ: ኣብ ቆላ ተንቤንን ናዕዴርን እውን ከምዝተራኣየ: ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ትግራይ ገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣብ ኣዝርእቲ ዝዓለበ ዕስለ ኣንበጣ

    ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ንቢቢሲ ከምዝሓበሮ፡ ትማሊ ሰሉስ ኣብ ራያ ጨርጨርን ኣብ ሕንጣሎ ዓዲቐይሕን ሓያል ዕስለ ኣንበጣ ዓሊቡ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ሚኒስተር መሬት፡ ማይን ኣከባብን ኤርትራ ተስፋይ ገረብስላሰ

    ኣብታ 'ኤፍ-ኤስ-ኦ ሴፈር' ተባሂላ እትጽዋዕ ታንከር ዘሎ መጠን ነዳዲ 40 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ኮይኑ፡ የመናውያን ዕጡቓት ሑቲን ሓይልታት ናይቲ ብሱዕዲ ዝድገፍ መንግስቲ የመንን ክሰማምዑ ብዘይምኽኣሎም ሓዲግ ተሪፋ ከምዘላ ይግለጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next