ሓይልታት ትግራይ ኣብ ኣምሓራ ክልል ዞባ ደቡብ ወሎ ንዝርከቡ ከባቢታት ደሴን ኮምቦልቻን ካብ ዝቆጻጸሩ ናብዚ ኣብ ማሕራዊ ሚድያ ዝተዘርግሑ ጽሑፋት ከም ኣብነት ዝጥቀሱ እዮም። እቲ ማሕበረሰብ ኣንጻር እቲ ሓቢርዎ ዝነበረ ጎረቤት፣ ማሕበራዊ ምትእሳሳር ዘለዎም ፈተውቱን ክለዓል ዝደፋፍኡ ጽሑፋት ተዘርጊሖም እዮም። ኣብዚ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ንዘጋጠመ ቅልውላው ፌስቡክ ማዕረ ክንደይ ተሓታቲ እዩ? ክንብል ንኽልተ ሰብ ሞያ ኣዘራሪብና ኣለና፡፡
ተወሳኺ ንባብ