ቋንቋ

  1. Video content

    Video caption: “ቋንቋ ምኽኣል ሓድሽ ፍልጠት ንኽትሽምት ዘኽእል መፍትሕ’ዩ”

    ቻይናዊት ቹንጋይ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣምሓርኛ ዝተምሃረት ኮይና ቋንቋ ምፍላጥ ማለት ሓድሽ ፍልጠት ንኽትሽምት ዝሕግዝ መፍትሕ ከምዝኾነ እያ እትኣምን።

  2. ቻይና

    ቻይናዊ ስማ ‘ቹንጋይ’ እዩ። ኣብዚ ስም ነተን ኣብ ቅድሚት ዘለዋ ‘ቹን’ ዝንበባ ፊደላት ወሲድካ ‘ጸደይ’ [ጽድያ] ዝብል ትርጉም ትረክብ። በዚ ምኽንያት ድማ ጸደይ ተባሂላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ቅርጺ ፋጻ

    ቋንቋ ፋጻ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘሎ ኮይኑ፡ ጋዜጠኛ ፍራንሲስካ ጎንዛሌዝ ሳንታና ኣብ "ኣስታት 70" ከባቢታት ከም ዝዝረብ ትገልጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣቶ ዳኒኤል ተኽሉ (ጸጋም) ዳይሬክተር ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ፡ ዶክተር ሓጎስ ኣብርሃ (የማን)

    ቋንቋ ትግርኛ ገና ዘይዓበየ ቋንቋ ከምዝኾነ ይዝረብ። ኣብ ኣሰኻኹዓ ቃላት፣ ኣጠቓቕማ ስርዓተ ነጥብን ዋሕዚ ሓሳባትን ብፍላይ ኣብ ጽሑፍ ዓብዪ ጸገም ኣሎ ድማ ይብሉ ሙሁራት ቋንቋ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. Video content

    Video caption: ኣብ ዓለም ኣስታት 6500 ቋንቋታት ከምዝዝረቡ ትፈልጡ'ዶ?

    ኣብ ዓለም ኣስታት 6500 ቋንቋታት ከምዝዝረቡ ሓበሬታ 'ዩኔስኮ' የረድእ።

  6. Video content

    Video caption: ናይ ምጽናት ሓደጋ ዘንጸላለዎ ህዝቢ ኤል ሞሎ

    ኣብ ኬንያ ደሴት ኮሞቴ ዝነብር ህዝቢ ኤል ሞሎ፡ ናይ ምጥፋእ ሓደጋ ኣንጸላሊይዎ ከምዘሎ ተወለድቲ እቲ ዓሌት ገሊጾም።

  7. ብሄረሰባት ኩናማን ኢሮብን ኣብ ዓዲግራት ኣብ ዝተኸበረ በዓል መስቀል፡ ባህላዊ ምርኢት እንተቕርቡ

    ኮሌጅ ቋንቋታትን ሕብረሰተብ ሳይንስን ዩኒቨርሲቲ መቐለ፡ ቋንቋታት ኣብ ትግራይን ኤርትራን ብዝርከቡ ማሕበረሰብ ብዝዝረቡ ክልተ ቋንቋታት ብሄረሰባት ኢሮብን ኩናማን፡ ብደረጃ ቐዳማይ ዲግሪ ንምሃብ ዘኽእሎ ምድላዋት ካሪኩለም ከም ዘጻፈፈ ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ተመሃሮ ኣብ ውሽጢ መምሃሪ ክፍሊ

    ካብ ቅድሚ ክልተ ዓመታት ጀሚሩ መጽናዕቲ ዝተገበረሉ ፍኖተ-ካርታ ትምህርትን ስልጠናን ዕላዊ ምስኮነ ብፍላይ ካብ ክልላት ኦሮምያን ትግራይን ተቓውሞ ይገጥሞ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ተመሃሮ ኣብ ውሽጢ መምሃሪ ክፍሊ

    ካብ ቅድሚ ክልተ ዓመታት ጀሚሩ መጽናዕቲ ዝተገበረሉ ፍኖተ-ካርታ ትምህርትን ስልጠናን ዕላዊ ምስኮነ ብፍላይ ካብ ክልላት ኦሮምያን ትግራይን ተቓውሞ ይገጥሞ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. Video content

    Video caption: "ጸብሒ ደርሆ'የ ዝፎቱ"

    ዳዊት ይበሃል፡ ቋንቋ ኣምሓርኛ ምጽሓፍን ምንባብን ይኽእል። እቲ ቋንቋ ኣዕርዩ ንምኽኣል ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ተወሳኺ ትምህርቲ ወሲዱ።