ቱርኪ

  1. ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ: ያፕራክ ኣለፕ

    ኣብ ዝሓለፉ መዓልትታት፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ሓይልታት ትግራይ ዘካይዶ ወተሃደራዊ ስርሒት ዘገልግሉ ኣብ ቱርኪ ዝተሰርሑ ድሮናት ኣእትዩ ኣሎ ዝብል ጸብጻባት ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብሰፊሕ ድሕሪ ምዝርግሑ እዩ እቲ ኤምባሲ ምላሽ ዝሃበ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣብ ሓንቲ ኣብ ምብራቓዊ ቻይና እትርከብ ግዝኣት ኣብ ዝተኻየደ ወተሃደራዊ ምርኢት 23 ሚያዝያ 2019.

    ኣመሪካ እትርከበን ኣባላት ሃገራት ናይቲ ኪዳን፡ ኣብቲ ኣብ ብራስለስ፡ ቤልጂም ዝካየድ ዘሎ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ይሳተፋ ኣለዋ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሰራሕተኛ መገዲ ኢትዮጵያ

    ኣሳሳይት ኣጋይሽ (ሆስቴስ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሰላማዊት እጅጉ፡ ብሓደራ ናብ ቱርኪ ከተብጽሐን ዝተማልአተን ክልተ ኣሳእል ኮኬይን ተረኺቡዎ ስለ ዝተባህለ፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ከም እትርከብ ቢቢሲ ካብ ቤተሰባ ክርዳእ ክኢሉ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ዝመድና ቱርክን ኢትዮጵያን

    ተንተንቲ ፖለቲካ ከም ዝብልዎ፡ ኢትዮጵያ ምስ ቱርኪ እተማዕብሎ ዘላ ዝምድና ገለ-ገለ ሳዕቤናት ከይሃለዎ ኣይክተርፍን'ዩ - ምናዳ ኣብቲ ሃገር ተፈጢሩ ዘሎ ቅልውላው ኰነ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝፍጠር ዘሎ ምዕባሌታት ብዘርእዩ ጕዳያት።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣብ ሓዘን ዘላ ጓል ኣንስተይቲ

    ጉጅለ ኣይኤስ ነቲ ከባቢ ኣብ ዘመሓድረሉ እዋን ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ደቂ ተባዕትዮ ያዚዲ ብግፍዒ ክጭፍጨፉ እንከለው፡ ህጻናት ጊላ ኮይኖም ከገልግሉ ተገይሩ'ዩ፤ ብኣሽሓት ዝቑጸራ ደቂ ኣንስትዮ'ውን ተዓሚጸን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. "ኤልሃም ኑር"

    ኣውሮጳ ንምእታው ኣሽሓት ዶላራት ዘኽፍል ኑር፡ ነቲ ስራሕ ከቋርጾ ምዃኑ ይነግር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኦክስጅን

    እቲ ኣብ ክፈሊ ጽኑዕ ሕሙማት ናይቲ ኣብ ጋዝያንተፕ ዝርከብ ሳንኮ ዩኒቨርስቲ ሆስፒታል ዘጋጠመ ምፍንጃር ናይ ኦክስጅን፡ ባርዕ ብምፍጣሩ እቲ ሞት ከምዝሰዓብ እቶም ሰብ መዚ ገሊጾም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ብጃምላ ዝቐረቡ ክሱሳት

    እቶም ኣንጻር ፕረዚደንት ኤርዶጋን ዝተላዕሉ ወታሃደራዊ መኮንናት፡ ፈለማ ኣብ መዓስከር ሓይሊ ኣየር ኣኪንኪ ዝነበረት ሓንቲ ነፋሪት ድሕሪ ምቁጽጻር፡ ንጠቕላሊ ስታፍ ሓይሊ ኣየር ጀነራል ሁሉሲ ኣንካርን ካልኦት መኮንናትን ጅሆ ሒዞሞም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ጆ ባይደንን ቭላደሚር ፑቲንን

    ጆ ባይደን ፕረዝደንት ኣሜሪካ ኮይኑ ድሕሪ ምምራፁ፡ ብዙሓት መራሕቲ ዓለም፡ ናይ እንኳዕ ደስ በለካ መልእኽቲ ገሊፆም እዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ክታበት ኮሮናቫይረስ

    ካብ ኮሮናቫይረስ 90 ምኢታዊት ዝከላኸል፡ ፈላማይ ክታበት ኮሮናቫይረስ ተረኺቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next