ቀይሕ መስቀል

  1. መቐለ ሆስፒታል

    ኩነታት ናይቲ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ መወከሲ (‘ሪፈራል’) ሆስፒታል ዓይደር ናብ ኣዝዩ ዘተሓሳስብ ድረጀ ከምዝበጽሐ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣብ መቐለ ዝርከብ ሆስፒታል ዓይደር 'ብሕጽረት ቀረባት ቁሱላት ክሕክም ተጸጊሙ'

    ኣብ ትግራይ ኵናት ምውልዑ ስዒቡ ኣብቲ ከባቢ ሰብኣዊ ሓገዝ ይህብ ዘሎ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ፡ ኣብቲ ከባቢ ልዕሊ 50 ቀዳማይ ደረጃ ረድኤት ዝህብ ጉጅለ ምውፋሩ፡ ንቢቢሲ ገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣብ መቐለ ዝርከብ ሆስፒታል ዓይደር 'ብሕጽረት ቀረባት ቁሱላት ክሕክም ተጸጊሙ'

    ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት ኣብ ጥቓ ከተማ መቐለ ድሕሪ ዝተኻየደ ውግእ፡ ኣብ’ታ ከተማ ዝርከብ እቲ ዝዓበየ ሆስፒታል ዓይደር፡ ብሰንኪ ሕጽረት ቀረባት ንውጉኣት ክሕክም ተጸጊሙ ምህላዉ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣብ ዓራት ዝደቀሰ ስደተኛ - ኣብ ሕክምና

    ብዙሓት ስደተኛታት ምዕራብ ኣፍሪቃ፡ ናብ ናይ ስጳኛ (ስፔን) ደሴት ካናሪ ይውሕዙ ምህላዎም ዓለማዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሰራሕተኛታት እዋን ሓደጋ

    ኣብ ኬንያ ከተማ ናይሮቢ ኣብ ሓደ ቤት ትምህርቲ ዝርከብ መምሃሪ ክፍሊ ኣብ ልዕሊ ተመሃሮ ብምፍራሱ፡ ዛጊት ሸውዓተ ተምሃሮ ከም ዝሞቱ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ደም የሚለግስ ሰው

    ቀደም ዝሓመመ ሰብ 'ደም የድልየካ እዩ' እንትበሃል መሬት ይጽልምቶ፤ ሕሙም ይኹን መላዓሊ ሰቡ ከማኽር ናብዝን ናብትን ክብል ምርኣይ ልሙድ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next