ቤት ማእሰርቲ

  1. እስራኤል ጉድጓድ ኩዒቶም ካብ ቤት ማእሰርቲ ካብ ዝሃደሙ 6 ፍልስጤማውያን እቶም ኣርባዕተ ከምዝተትሓዙ ኣፍሊጣ

    እስራኤል፡ ካብ ፅኑዕ ቤት ማእሰርቲ ካብ ሞንጎ ዘምለጡ ሽድሽተ ፍልስጤማውያን እቶም ኣርባዕተ መሊሳ ኣብ ቀይዲ ከምዘውዓለቶም ኣፍሊጣ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ፍልስጤም

    እቶም እሱራት ኣብቲ ተኣሲሮምሉ ዝነበሩ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ጊልቦዋ ዝርከብ ክፍሊ፡ ምድሪ ቤት ብምኹዓትን ብውሽጢ መሬት ገለርያ ብምውጻእን ካብቲ ቤት ማእሰርቲ ክሃድሙ ከምዝኸኣሉ እዩ ዝእመን፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ቤኒንንሻንጉል ጉሙዝ

    እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፡ እዘን ንዘይግቡእ ማእሰርቲ ዝተቓለዓ ደቂ ኣንስትዮ፡ ኣንስቲ ናይቶም ኣብቲ ክልል ዝድለዩ ተጠርጠርቲ ምዃነን ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ካርሎስ ጎሰን

    ቢቢሲ ንሚስተር ካርሎስ ጎሰን ሓቲትዎ፤ ከም ኣቕሓ ኣብ ሳንዱቕ ተዓሺግኻ ምኻድ ኣይጨንቕን። ካርሎስ መሊሱ። "ኣብ ህይወተይ እቲ ዝነውሐ ግዘ መዓስ ምዃኑ ትፈልጥ? ኣብ ሳንዱቕ ተዓሺገ ናብ ውሺጢ ነፋሪት ድሕሪ ምእታወይ እዩ። እታ ነፋሪት ክሳብ ትለዓል ዝነበራ 30 ደቓይቕ ኣብ ህይወተይ እቲ ዝነወሐን ዘሻቕልን ግዘ እዩ። ኣብ ህይወተይ ከምዚ ዝበለ ነዊሕ ሰዓት ኣሕሊፈ ኣይፈልጥን"

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. እቶም ተጣበቅቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ 2013 እዮም መንግስቲ ክትዓልዉ ሓሲብኩም ተባሂሎም ተኣሲሮም

    እቶም ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት መሓመድ ኣል ሞንሱር፤ ሓሰን መሓመድ ኣል ሓማድ፤ ሓዲፍ ራሺድ ዓብዱላሂ ኣል ኦዊድ፤ ዓሊ ኣልክንዲን ሳሊም ሓምዶን ኣልሻሂን ዝብሃሉ ኮይኖም ኣካል ናይቶም ዩኤኢ94 ተባሂሎም ዝጽውዑ 94 ጠበቓታት፤ መምሃራን ዩኒቨርስቲን ተምሃሮን ኮይኖም፡ መንግስቲ ክትዓልዉ ሓሲብኩም ተባሂሎም፡ ኣብ 2013 ንዓሰርተ ዓመታት ክእሰሩ ዝተፈረዱ እዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. እስክንድር ነጋ

    ሕዚ ዝርከበሉ ዞባ ሸሞንተ፡ ብልዑል ገበን ዝተጠርጠሩ ሰባት ዝእሰርሉ'ዩ ዝበለ ኣይተ ገለታው፡ "እስክንድር ተፀገሚ እየ ኢሉ ኣይፈልጥን፤ ልዕሊ ዓቕሙ ስለዝኾነ'ዩ ካብ 'ዋይታ' ንክወፅእ ኣመልኪቱ። ሕዚ ግና ኣብ ዝኸፍአ ኩነታት'ዩ ዝርከብ" ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ናንሲ ፔሎሲ ኣብ ቻይና ንዝካየድ ዊንተር ኦሎምፒክ ኣድማ ክግበር ፀዊዓ

    ኣፈኛ ባይቶ ኣሜሪካ ናንሲ ፔሎሲ፡ ኣብ ቻይና ግህሰታት ሰብኣዊ መሰል ይፍፀሙ ብምህላዎም፡ ነቲ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ኣብ ቤንጂንግ ዝካየድ ዊንተር ኦሎምፒክ፡ ዲፕሎማስያዊ ኣድማ ክግበር ፀዊዓ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣብ ሃይቲ ብኣማኢት ዝቑጸሩ እሱራት ካብ ቤት ማእሰርቲ ሃዲሞም

    ሚኒስትር ኮሚዩኒኬሽን ሃይቲ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ እቶም እሱራት ቅድሚ ምውጽኦም ልዕሊ 1500 ሰባት ሒዙ ምንባሩ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም

    ኣብ 1996 ኣምባሳደር ሃገረ ኤርትራ ኣብ ስዊድን፡ ብድሕሪኡ ከኣ ክሳብ ኣብ ኤርትራ ቅዋም ክትግበርን ሰላማዊ ደሞክራሲያዊ ምስግጋር ክካይድ ምስ ዝጠለቡ ብጉጅለ-15 ዝጽውዑ ላዕለዎት ሓለፈፍቲ መንግስትን ግንባርን ናብ ህዝብን ሰራዊትን ቅሉዕ ደብዳበ ብምጽሓፍ፡ ዝነበሮ መዝነት ገዲፉ፡።

    ተወሳኺ ንባብ
    next