ኣቡነ ፍራንሲስ

  1. ፖፕ ፍራንሲስ

    ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ፖፕ ፍራንሲስ ዕውት ሕክምና መጥባሕቲ ታሕተዋይ ኣካል ናይ ረጒድ መዓንጣ (ዳንዱር) ከምዝተገበረሎም ቫቲካን ኣፍሊጣ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ጳጳስ ፍራንሲስ ኣብ ትሕቲ ኣይ ኤስ ኣብ ዝነበራ ግዝኣታት ዒራቕ ዑደት ይገብሩ

    ጳጳስ ፍራንሲስ ኣብ ዒራቕ ኣብ ዝገብርዎ ዘለዉ ታሪኻዊ ጉዕዞ፡ ብጥሩፍ ጉጅለ ኣይሲስ ተታሒዘን ናብ ናብ ዝነበራ ግዝኣታት ዒራቕ ምብጻሕ ይገብር ኣለዉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ንካልኣይ መዓልቶ ኣብ ዒራቕ ዑደት ዝገብሩ ዘለዉ ጳጳስ ፍራንሲስ።

    ኣብ ዒራቕ ምብጻሕ ዝገብሩ ዘለዉ መራሒ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ጳጳስ ፍራንሲስ፡ ሎሚ ምስ ፍሉጥ ሃይማኖታዊ መራሒ ሺዓ እስልምና ክዝትዩ እዮም፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ብሪጣንያ

    ብሪጣንያ፡ ስደተኛታት ናብ ሃገራ ከይኣትዉ ኣብ ገማግም ባሕሪ ፈረንሳይ ኮይኖም ዝሕልዉ ብዝሒ ኣባላት ፖሊስ ክብ ክተብል ምዃና አፍልጣ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሊቀ-ጳጳሳት ኣቡነ ፍራንሲስ

    ሊቀ-ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን፡ ኣቡነ ፍራንሲስ፡ ሕደ-ጾታውያን ሓዳር ክገብሩ ከምዝኽእሉ ኣተንቢሁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ካርዲናል ጆቫኒ ኣንጀሎ በቺዩ

    ላዕለዋይ ካርዲናል ቫቲካን፡ ብሊቀ ጳጳስ ፍራንሲስ ተገዲዱ ስርሑ ከምዝገደፈ ገሊጹ

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ሞቱ ብቐጥታ ክተሓላልፍ ዝፈተነ

    ፌስቡክ፡ ብዘይድሕን ሕማም ዝተትሓዘ ፈረንሳዊ ሰብኣይ፡ ‘ሞተይ ብቐጥታ ኣብ ፌስቡክ ከመሓላልፎ እየ’ ብምባሉ ኣጊድዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ሚስዮናዊ ካህን ኣብ ጃፓን

    ኣብ 1614 ዓ.ም፡ ኣብ መላእ ጃፓን ኣብ ልዕሊ እምነት ክርስትና እገዳ ተኣዊጁ ነይሩ። ሚስዮናውያን ኰይኖም ዝሰርሑ ዝነበሩ ወጻእተኛታት ተጠሪዞም። ዝኣበዩ ድማ ይእሰሩ ወይ ይቕተሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next