ፅዋዕ/ዋንጫ ዓለም

  1. ኣብቲ ዝሓለፈ ሓሙስ ኣብ ዝተገበረ ግጥም ኣብ ልዕሊ ተሳወትቲ ኢንግሊዝ ዝተፈላለዩ ነገራት ተደርብዮም'ዮም

    ንመጻረይ ዋንጫ ዓለም ኣብ ዋና ከተማ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣብ ዝተካየደ ጸዋታ ኩዕሶ እግሪ፡ እንግሊዛውያን ተጻወትቲ ራሂም ስተርሊንግን ጁድ ቤሊንግሃም ዒላማ ዘርኣዊ መጥቃዕቲ ኮይኖም ኔሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ተጻዋታይ ሊቨርፑል ግብጻዊ መሓመድ ሳላሕ

    ፌዴሬሽን ኵዕሶ እግሪ ግብጺ፡ ኣጥቃዓይ ክለብ ሊቨልፑል መሓመድ ሳላሕ ግብጺ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ እትገብሮ ግጥም ምጽራይ ንዋንጫ ዓለም ከይሳተፍ ክለብ ሊቨርፑል ከምዝተኸልከለ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ደቂ ኣንስትዮ ትሕቲ 20 ዓመት ኣብ እዋን ልምምድ

    ሃገራውያን ጋንታታት ደቂ ኣንስትዮ ትሕቲ 20 ዓመት ኤርትራን ጅቡትን ትማሊ ኣብ ኢትዮጵያ ስታድዮም ኣበበ ባቂላ ኣብ ዝገበረኦ ቀዳማይ እግሪ መጻረዮ ዋንጫ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ 3 ብ 1 ተዓዊታ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. The World Cup trophy

    ፕረዚደንት ኮንፈደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ፓትሪስ ሞትሴፔ እቲ ንሱ ዝመርሖ ትካል ነቲ ሓድሽ ውጥን ከምዝድግፍ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሓለቓ ጋንታ ኣርሰናል ነበር ፓትሪክ ቪየራ

    ቪየራ ንሮይ ሃድሰን ብምትካእ’ዩ ኣሰልጣኒ እታ ጋንታ ኮይኑ ዘሎ። ሮይ ሃድሰን ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ግንቦት’ዩ ነታ ጋንታ ክለቕቕ ምዃኑ ወግዓዊ ዝገበረ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ድያጎ ማራዶና

    ኣብ 1986 ዝተካየደ ዋንጫ ዓለም፡ ሓለቓ ጋንታ ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና ብምዃን ንሃገሩ ዋንጫ ዘግዘመ ማራዶና፡ ሞቱ ምስ ተሰምዐ ብዙሓት ኣፍቀርቲ ኵዕሶ እግሪ ኣብ ሓዘን ተሸሚሞም እዮም፡ ኣብ ሕክምና ዝግበረሉ ዝነበረ ሕክምናዊ ናብዮት ዝምልከት'ውን ብዙሕ ሕቶታት ክልዓል ጀሚሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ እንግሊዝ

    ብመሰረት እቲ ዝካየድ ኣድማ ጋንታታት፣ ኣመሓደርትን ማሕበር ዳኛታት ኩዕሶ እግርን ንመዓልታት ካብ ትዊተር፣ ፌስቡክን ኢንስታግራምን ነነብሶም ከርሕቖ ኣብ ስምምዕ በጺሖም ኣለዉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣሰልጣኒ ኩዕሶ እግሪ ርያን ጊግስ

    ናይ ቀደም ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ጋንታ ምንችስተር ዩናይትድን ናይ ሎሚ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ዌልስን ዝኾነ ርያን ጊግስ ንኽልተ ደቂ ኣንስትዮ ኣጥቂዕኻ ብዝብል ክሲ ቀሪብሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ቼልሲ ካብቲ ውድድር ከም ዘንሳሐበት ዘፍለጠት ቀዳመይቲ ጋንታ ዓዲ ኢንግሊዝ'ያ

    ቼልሲ ካብቲ ውድድር ከም ዘንሳሐበት ዘፍለጠት ቀዳመይቲ ጋንታ ዓዲ እንግሊዝ ኮይና ማንቸስተር ሲቲ'ውን ንዓኣ ብምስዓብ ኣብቲ ውድድር ንምስታፍ ዝነበራ ሓሳብ ዳግመ ግምት ብምግባር ከም ዘቋረጸቶ ገሊጻ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ድያጎ ማራዶና ኣብ 1986 ምስ ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና ኮይኑ ዋንጫ ዓለም ኣብ ዝተዓወተሉ

    ድያጎ ኣርማንዶ ማራዶና ዓለምና ካብ ዝርኣየቶም ብሉጻት ተጻወትቲ ኵዕሶ እግሪ ሓደ ኮይኑ፡ ኣርጀንቲና ዋንጫ ዓለም 1986 ኣብ ዝዓተረትሉ ሓለቃ ጋንታ እታ ሃገራዊት ጋንታ ብምኳን ውልቓዊ ብቕዓቱ ከንጸባርቕ ክኢሉ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next